#Shabait
መልእኽቲ ሚኒስተር ትምህርቲ ዶር. ሓሊማ መሓመድ ኣብ መኽፈቲ ሲፖዝዩም ዝኽሪ ወርቃዊ እዮቤልዩ ምምስራት ቤት-ትምህርቲ ሰውራ #Shabait #EritreanMinistryOfInformation #Eritrea
መልእኽቲ ሚኒስተር ትምህርቲ ዶር. ሓሊማ መሓመድ ኣብ መኽፈቲ ሲፖዝዩም ዝኽሪ ወርቃዊ እዮቤልዩ ምምስራት ቤት-ትምህርቲ ሰውራ
ክቡር ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ብጻይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ዝኸበርኩም ሚኒስተራት፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ሃገራውያን ማሕበራትን፡ ዲፕሎማሰኛታትን ክሉኹም ተሳተፍቲ ማሕበረሰብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ደቂ ዓባይ ድስትን፡ እንቋዕ ኣብ መበል 50 ዓመት ወርቃዊ እዮበሊዩ ምምስራት ቤት ትምህርቲ ሰውራ ‘ረዚን ዝኽሪ፡ ንሓድሽ ወፍሪ ህንጸት ሃገር’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ከነብዕል ኣብቃዓና። ቅድሚ 50 ዓመት ነዚ መወዳድርቲ ዘይርከቦ […]
dlvr.it
September 20, 2026 at 11:04 AM